ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ

1ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃን መቅረባይነትን ምስክር ወረቀትን በቲ ዘፈር ዝገልፅ ዘቅርብ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወይ ድማ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀተ ምስክር ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ቫት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገነዝብ ንመሳርሒ ህንፃ 4000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 2500 ቅርሺ : ናይ ኮምፒተራትን ላፕቶፓትን ተዛመድትን 3000 ቅርሺ : ቀዋሚ ንብረት ናይ ቢሮ ወናብር 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን እቲ ቤት ህንፀት በቲ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 9 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 23 ጉንበት 2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይከኣል

8 ነዚ ተባሂሉ ዝተዳወ ሳንዱቅ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 17 ታህሳስ 2010 ዓም ክሳብ 2 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይከዉን

9 ኣብ ስራሕ ሰዓት እነዳመፃእኩም ድማ መወዳደሪ ፖስታ ብምዕሻግ ምእታዉ ይከኣል

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 24 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 3፡25 ንጉሆ ይከዉን ጨረታ 24 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 3፡35 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይ ቀረቡ እዉን ከይዲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን :: ዝቀረበ ፖስታ ካይተከፈተ ዝምለስ ኣይህሉን

11 ተጫረቱ ዝሰዓረ ነጋዳይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ግዜ መፂኡ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ መክበሪ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

12 ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ዝአሰሮ ንብረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፈን ብምሽፋን ናብ ማእከል ቤት ህንፃት ሽረ ከረክብ አለዎ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ 0344442182 / 3839 / 2289ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo