ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኮብልስቶን ፀፀር-00 ክንዕድግ ስለንደሊ እዚ ድማ ካብ ክልተ ኣውላዕሎ ን እንደርታን ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዘጓዓዕዘ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 70000 7ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ፀፀር-00 5ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ግልጋሎት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ እኽሊ መደርደሪ ጣውላ (wooden Pallet) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ (construction materials) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ሓሸዋ፣ ጃህያይ፣ እምኒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ባህር ዛፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ሲሚንቶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ብሎኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።