ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ሓሸዋ፣ ጃህያይ፣ እምኒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ሓሸዋ

16m3

5

2

ጃህያ በዓል 3

16m3

3

3

እምኒ (ፀሊም)

16m3

35

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዋ

3 ናይ ቫት ወይም ቲኦቲ ከፋሊ ዝኾነን ናይ ቲን ሰርቲፊኬት ዘለዋን

4 ተወዳደርቲ ኣብ ትመልኡዎ ጨረታ ሰነድ ማህተም፣ ፊርማን ምሉእ ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ክትገብርሉ ይግባእ።

5 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

6 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሰደቃ ቀሪቡ ዘሎ ናይ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ መምልኢ ግልፂ ብዝኾነ መንገዲ ክመልኡ ኣለዎም።

7 ናይቲ ዘቅረቦ ጠቅላላ ዋጋ 3% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምስቲ ጨረታ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርብ ዝኽእል፤

8 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይም ቲኦቲ ምዃኑ ብግልፂ ከቀምጡ ይግባእ። ኮይኑ ግና ምንም ዓይነት መብርሂ ተዘይሃልይዎ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ርዱእ ከምዝግበር ነፍልጥ።

9 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/03/2011 ዓ/ም -29/03/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ክሳብ ዕለት 29/03/2011 ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ዘይምርካቦም ንቲ ከይዲ ምክፋት ጨረታ ከምዘየተኣጓጉሎ ክንሕብር ንፈቱ።

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-410671/414473/416554 ደዊልካ ምሕታት ይከአል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo