ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት አዉቶሞቢል ኣይቲ ኤለክትሮኒክስ መሳረሒ አቁሑት ህንፃብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ኮምፒተርን አቁሑት ኤለክትሪክን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሕን ካልኦት ናዉትታት ትምህርቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራት: ፕሪንተራት: እሰካነር :ድጂታል ካሜራን :ፎቶ ኮፒ መሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ : ሕትመትንኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪ አቁሑት :ኤለክትሪክ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2009 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ :ኮንስተራክሽን: GM: አቁሑት ቢሮ: አዉቶ: IT: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: መፅሓፍትን: ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገናን ኣጫሪቱ ክገዝእ ከፀግንን ይደሊ

ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2009 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኒፋክቸሪን ኮንስተራክሽን ንዋተርን ቴክኖሎጂ :ኤለክተሪካል ቴክኖሎጂ: (IT) ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ኣብ ታሐቲ ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ጥዕና በዓል ሞያ ኣልባሳት ጋዎን ከምኡድማ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ