ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2009 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኒፋክቸሪን ኮንስተራክሽን ንዋተርን ቴክኖሎጂ :ኤለክተሪካል ቴክኖሎጂ: (IT) ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ

1 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርበ ዝክእል

2 ግብሪ ክፋላይ ምካኑ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ምካኑ ክሳብ ነሓሰ 2009 ዓም ዝከፈለሉ ዲክለሬሽን መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበረ ጨረታ ዝምለስ ንሎት 1,ን 2 ን ሕድሕዶም ብር 3000 ንሎት 3 ብር 5000( ሓሙሽተ ሽሕ) ብርÂ ንሎት 4 ብር 2000(ክልተ ሽሕ) ብር ካብ ኢትዩጰያ ሃገራዊ ባንክ ኣፍለጦ ብዝተዉሃቦ በንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይመ ጥረ ገንዝብ አቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

5 ኣብ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 5ተ መዓለቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

6 ካብ 18/01/2010 ክሳብ 02/02/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ገዚእኩም ብምዉሳድ ዝተወዳደርሉ ዋጋ ዋናን ቅዳሕን መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 333 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

7 ጨረታ ዕለት 02/ 02/ 2010ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 02/02/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 333 Â ይክፈት

8 ንሐደ ንብረት ክልተን ልዕሊኡን ተወዳደርቲ መዕረ ዋጋ እንተመሊኦም ዳግም ክመልኡ ይግበር ሀዚ እወን ማዕረ እንተወፂኦም ብዕጫ ይፍለዩ

9 ኣብ ጨረታ ስዒሩ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስሉን

10 ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ እንተልዩ ድማ ብበዓል ዋና ኣብቲ ስራሕ ብፊርማን ክረጋገፀ አለዎ ዓረዩ ዝተባለሸወ ግና ንዉድድር ኣይቀርብን

11 ትካልና ዝሐሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028 ፋክስ 034 7770550

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo