ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ንቤት ትምህርትና ስራሕቲ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝህቡ ዝተፋላለዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

የትግራይ ከተማ ልማት ንግድና ኢንዱስትሪ ቢሮ ኮምፒተርና ተዛማጅ (ኤሌክትሮኒክስ) እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት: ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን: መሳርሒ ፅሕፈት ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን : መሳርሒ ፅሕፈት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት(plotter printer ink) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሕትመት ንብረትን ምሕታምን ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ንብረት ህትመትን ምህታምን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ዋየርለስ ኣክሰሰ ፓይንትን : ኤለክትሮኒክስን ክዕድግ ይደሊ