ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን : መሳርሒ ፅሕፈት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ኮረም

1 ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎ ናይ ሕጋዊነት መረጋገፂ ዘማለአን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ሰነድ መረዳእታ ክገዝእ ይክእል

2 ሰነድ መረዳእታ ንትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን 50 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር , ፕሪንተርን : 20 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 20 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ሰነድ ምግዘእ ከምዝአል

3 እቲ ጨረታ ዝጋወሐሉ ካብ ዕለት 19 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 21 ጉንበት 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 12:00ኮይኑ

4 ክፍሊት መረደእታ ምስላእኩም ዝክፈለኩም ምካኑ ነተሓሳስብ

5 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 7 ሰነ 2010 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

6 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ሓሙስ ዕለት 7 ሰነ 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo