ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ንቤት ትምህርትና ስራሕቲ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝህቡ ዝተፋላለዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ 5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 25/11/2010 ዓም ክሳብ 04/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት

9 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo