ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ላፕቶፕ corei5 በዝሒ 51 ፣ printer በዝሒ07 ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፣ ኮምፒተርን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ን ዝተፈላዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት Laptop : Desktop Computer Projector min computer ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣይሲቲ ፣ መኪና መፀገኒ ጉልበት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ላፕቶፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ