ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ከዚህ ደብዳቤ ጋር ኣባሪ በተደረገዉ ሠንጠረዥ ዉስጥ የተጠቀሱት ዕቃዎች ላፕቶፕ እና ተዛማች ዕቃዎች በፕሮፎርማ መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል

ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 130 ኮምፒተራት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

ቤት ፍርዲ ወረዳ እምባ አላጀ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣለጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ሆስፒታል መቐለ ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ገዛ ፣ ላፕቶፕ ን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ከስርሕን ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤክስተርናልሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ