ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ኮሌጅቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 ተመዝገብቲ ተወሰኪ እሴት ታክስ ምኻንኩም ምስክር ወረቀት

4 ናይ ቀረባ እዋን ናይ 2012ዓም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

5 ናይ ሕድሕድ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 መኸበሪ ኣፈፃፅማ ቦንድ 10 ሚኢታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉ  ፣

7 ሰዓርቲ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ዘቅርቡ  

8 ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክከውን ኣለዎ፡፡ ተዘይኮይኑ ምስ ቫቱ ከምዝትመልአ ይሕሰብ፡፡  

9 ተጫረቲ ዘይመለስ 50.00 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ሃ/ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምር ካብ 27/05/2012 ዓ/ም ዓም ክሳብ 11/06/2012ዓ/ም እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኪና 5000 CPO ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ  ከተትሕዙ ትክእሉ፤

11 እቲ ጨረታ ዕለት 12/06/2012 ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8:30 ኣብ ሃሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

12 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ስራሕ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን ወይም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን ፤

13 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

14 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ኣብ ሃሰላም ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ብስልኪ ቁፅሪ 0945592271 09 26 0463 43 -ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኩም፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo