በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከልኣት ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋቦም መለለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝገልፅ መረዳአታ ዘቅርብ

2 ናይ ወርሒ መሰክረም 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን 17000 ቅርሺ ክትሕዝ ይግባእ

4 ነዚ ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 / 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ  ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 6/3/2016 ዓም ከሳብ 20/3/2016 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ 20/3/2016 ዓም ሰዓት 7:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ 20/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875

ኣደራሻና ዓዲሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዳእተ ኩናት ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo