ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደንቢ ክዳዉንቲ /ዩኒፎርም / ክቕርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ተታሓሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንኽትሳተፍ ይዕድም

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ2013ዓ/ም ናይ መኪና ጋራዥ መፀገኒ /ናይ ጉልበት ዋጋ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ ኣቅርቦት ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሪክ ፅገና ንናይ ቁልፊ ፅገናን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ዩኒፈርም ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ዩኒፈርም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንክ/ከተማና ንናይ ኮረና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕል ሚኒባስ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም