ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንክ/ከተማና ንናይ ኮረና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕል ሚኒባስ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ተወዳደርቲ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo