ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ዩኒፈርም ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ዩኒፈርም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Ethiopian Red Cross Society (ERCS)

እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 12/12/2012 ክሳብ 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ

2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo