Raya University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Sanitary Items

Raya University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Car Rent

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ጫማታት ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ኤክስፕሮ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ላዕልን ታሕትን ደምቢ ልብሲታት፣ ስረታት፣ ሸሚዛትን ካራባትን ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ ።

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ /GCF/ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ማይ ጥምቀት ቁሸት ኩመል ፍሉይ ቦታ ዓዲ ፀሊዋ ንመስኖ ግልጋሎት ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ " ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ