ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ ትቦታት መሳርሕን ቆፀርትን : ኤለክትሮኒክስ : ሳይከልን ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2008 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቑሑትን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ አቁሑት : ናይ ምርምርን ግብርናን መሳርሒ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ

2nd time INVITATION TO BID FOR THE Construction of Dry latrine blocks

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ሞተር ዘይትን ግሪስን ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲን ትራንስፖርትን ከይዲ ሰራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቀበሌ 06 ካብ እነዳ ጋሪ ናብ ኬላ ኣስፋልት መንገዲ ዓድዋን ኣብ ቀበሌ 04 ካብ እንዳ ወዲ ቀፀላ ናብ እንዳ ሰዩም ማህሉ ኣብ ማእከል መንገዲ ዝርጋሐ መብራህቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ትርከቡ ደረጃ 8 ኤለክትሮ መካኒካል ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅገና ጋራጅን ስራሕቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ወምበር ጠረጴዛ ሸልፍን ተሽከርካሪ ወንበር፡ ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ