ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ ካብ መደበኛ መጀት 2009 ዝተመደበልናንዝፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ

ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ

ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት ዉን ቲን ዘለዎም
  2. ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ዉን ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. መክበሪ ጨረታ በቲ መምርሒ ዝፈቅዶ ከትሕዙ ዝክእሉ
  6. ዕዳጋ ፈፃሚ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይከኣልን
  7. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲÂ ደጋፊ ስራሕ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይክእሉ
  8. ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም ክታም ኣድራሻን ማሕተምን ብዘይስርዝ ድልዝ ከስፍሩ ኣለዎም
  9. ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
  10. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 23 ጥቅምቲ 2009
  11. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 2:30
  12. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8 ሕዳር ሰዓት 3፡ 00 ናይ ንጉሆ
  13. እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ቀበሌ 04 ጥቃ ደብረ ዳሞ መናፈሻ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo