ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : አቁሑ ኤለክትሪክ : ሳይከልን :ኮምፒተር ምስ ፕሪንተር :መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእÂ ረቋሕታት

  1. ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ
  2. ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ
  3. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
  4. ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገበን ቲኦቲ ካርዲ መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብርን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ሳይክልን ዘቅርብ
  5. Â
  6. ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተገለፀ ናዉቲ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ አለዎ ንናይ ትቦታት ማይን መገጣጠምን ቆፀርትን አቁሑትኤለክትሪክ ኮምፒተር ምስ ፕሪንተር ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል መከበሪ ጨረታ ድማ 6000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትዝሑ አለዎም
  7. ንናይ መሳርሒ ፅሕፈትን ሳይክልን ቲኦቲን ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገብኩምን መዐደጊ ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ንመከበሪ ጨረታ 500 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይብሲፒኦ ዘትሕዙ ::
  8. ተወዳደርቲ ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ብናይ መቅረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  9. ጨረታ ሰነድ ካብ 21 ጥቅምቲ 2009 ዓመ ክሳብ 14 ሕዳር 2009 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓትÂ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈትናÂ ቢሮ ቁፅሪÂ 10 ምግዛዝÂ ይከኣል
  10. ጨረታ ሰነድÂ ንመሳርሒ ፅሕፈት 14 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
  11. ጨረታ ሰነድÂ ንናይ አቁሑ ኤለክትሪ 14 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 930 ይክፈት
  12. ጨረታ ሰነድÂ ንናይ ትቦታት ማይን መገጣጠምን ቆፀርትን 15 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
  13. ጨረታ ሰነድÂ ኮምፒተር ምስ ፕሪንተር 16 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
  14. ጨረታ ሰነድÂ ንናይ ሳይክል 16 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

ን ተወሳኪ ሓበሬታ 034 44 43 00 53 / 09 14 78 35 64 /09 14722968

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo