ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ንሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ መጋረጃ ዘንጊ መጋረጃ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት መዓድንን ኢነርጅን ዝዉዕል ናይ ቦቲ ቦጥ ናይ ማይ ክራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ፁሩይ ዝስተ ማይ ምጉዑዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዘሎ ንሑፅፅ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ 2008 ዓ/ም ዕድጊት

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን አብ መቐለን ከባቢኡን ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምኽሪ /ኮንሳልታንስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ዝዕደጉ ንብረታት በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ዝኮኑ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

በቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ዝርዝር ፅሕፈት መሳርሒ ንቤት ፅሕፈታት ወ/ከ/አዉላዕሎ ግልገሎት ዝወዕል ክንገዝእ ስለ ዝደለና እትሸጥሉ ዋጋ ምስ መጓዓዐዝኡን ሓዊሱ መላእኩም ንክትህቡና ንሕብር

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቁሑ(Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ ዞባ መቀለ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ስሚንቶ ካልኣይ ደረጃ ምስ መጋዓዕዝዩ ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ይደሊ

2016-04-06

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም