ንሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ አገልግሎት ዝዉዕል መራብሒ ወረቐት ሜሽን ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግደd ፍቃድ ቫት ከፋላይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ግብሪ ከፋላይ ምዝግባ ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም ንፈቱ

2 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 21/3/2009

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/4/2009 ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:00 ይዕፃ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4/4/2009 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ኣብ እዋን ጨረታ ክሳተፉ ዘይክእሉ አካላት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝገብርዎ ብላዕሊ ፖስታ ኣብዘየለኩሉ ይከፈተለይ ኢሎም እንተፊሪሞምሉ ዝክፈት ይከዉን

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዳ ሓቂ ብኣካል እናቀረብኩም ብነፃ ክትወስዱ ንሕብር ንፈቱ

7 ተወዳደርቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣዳሊኩም ንግዲ ፍቃድ : ቫት ከፈልቲ :ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ወረቀት ማካንኩም ዝገልፅ ኮፒ ምስዚ ዉሽጢ ዓሺግኩም ክተቅርቡ አለኩም

8 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ትራንስፖርት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

9 እዚ ጨረታ ካብዚ ዝሐሸ ካልእ መማረፂ እንተረተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ይከዉን

10 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ኮይኑ እንተተረኪ ካብ ዉድድር ወፃኢ ከምዝከዉን

11 ሙሉእ ናይቲ ሜሽን ንፁር ሐበሬታ ካብዚ ንታሕቲ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ካልኣዋይ ወረቀት ብዝርዝር ተቀሚጡ ይርከብ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914040689 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo