ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ መኪና ጎማ ምስ ከላማደርያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ኣብ ህንፃ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መ ድሓኒትን ናዉቲ መሳርሕን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ አብያተ ፅሕፈት: ስራሕቲ ሕትመትን: መቀያየሪ አቁሑ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

Raya Brewery S.C. is legally established brewery company and it is currently requires to purchase safety materials Promotional Materials & Chemicals.

Tigray Biotechnology Center PLC invites eligible bidders for the second time for the supply of water treatment chemicals and Micro filter cartilage

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብሎት ከፊሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮንን ሲሚንቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2009 ዓ∙ም ዘበነ ትምህርቲ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን :መለዋወጢ አቁሑ መኪና :ቴብል ቴንስን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ