ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Mssebo Cement Factory PlC. (MCF PlC)invites eligible bidders for the supply of Different Copper Enameled, Electrical Material& Electrical Supply

ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ሎት1 ናይ መኪና ጎማን ባትርን : ሎት2 መለዋወጢ አቁሑ መኪና: ሎት3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ሎት4 ሞተር ሳይክል: ሎት5 ናይ መኪና መጋየፂ: ሎት6 ሳይክል: ሎት7 ሕትመት: ሎት8 ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል: ኤለክትሮኒክስ: ናይ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት ትረሸዋ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑ መለዋወጢ መኪና:መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2009 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት ናዉቲ ጨንፈር ማእከል : ናዉቲ ቤተ ንባብ : ናይ ስፖርት

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሎት 1ናይ ሻራ ባነር ስራሕቲ ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት 2009 ዓም ንፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ሆዝ ሞዲፊከሽን ስራሕቲ House Modification ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ