ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑ መለዋወጢ መኪና:መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

ስለዚ ሰነድጨረታካብ 4 ታሕሳስ 2009 ዓምክሳብ 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብ ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስንእታወረዳምዉሳድይከኣል

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰመረዳእታፍቃድንግዲናይ 2009 ዓምከቅርብዝክእል
  2. መረዳእታከፋላይግብሪከቅርብዝክእል
  3. ተመዝጋቢተወሳኪእሴትታክስዝኮነ
  4. ናይወርሒ ጥቅምቲ 2009 መረዳእታከቅርብዝክእል
  5. Â መረዳእታዝተሓደሰመቅረባይነት 2009 ዓምከቅርብዝኸእል
  6. መክበሪጨረታ ንሕድሕድ ንመሳርሒ ህንፃን አቁሑ ኤለክትሮኒክስ 10,000 ንዝተረፉ ድማ 5000 ቅርሺብጥረገንዘብወይብሰፒኦከትሕዝዝክእል
  7. ኣብበዝሒ 20% ምዉሳክወይምቅናስከምዝከእልድማክፈልጥኣለዎ
  8. ሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉእዋን

ንመሳርሒ ህንፃ Â ዕለት 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና Â ዕለት 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልÂናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካምሕታትይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo