ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኤለክትሮኒክስን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ብሽክለታን: አቅሑት ፅሬት :ቃላሚጦስ :ብሎኬት :ክራይ ሰርቪስ መኪናን: ሑፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሽረ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ መሳርሒ ኤሌክትሪክሲቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል : ሞተርሳይክል :መኪና ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ፖሊ ቴክኒንክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ጅፕሰም ኮርትዝ: መሳርሒ ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ን ኮሌጅና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም