ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ

1 ኣብቲ ፅሕፈት ደኣንት ናይ ልምዓት ጉጅለ ማሕበር ማለት አዉን ሲድ ማኒ ዝተመዝገበ ብማሕበር ዝተወደበን ምስክር ወረቀት ከቅርበ ዝክእልን

2 ናይ 2016 ዓም ዝሐደሰን ናይታ ማሕበር ሕጋዊ ዉክልና ዝሐዘን ንዝከፈሉ ክፍሊት ሕጋዊ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእልን

3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ምዉሳክ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 29/3/2016 ዓም ክሳብ 10/3/2016 ዓም ይከዉን

5 እቲ ጨረታ 10/3/2016 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 10/3/2016 ልክዕ ሰዓት 4:15 ክክፈት እዩ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ብዛይ ምህላዎም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ሰነድ ጨረታ ዝዉሰደሉን ዝካየደሉን ቦታ ኣብቲ ትካል ኣብ ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይከዉን

8 እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩክሙ ሰነድ ጨረታ ትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ክንሕብር ንፈቱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo