ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ን ኮሌጅና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ

1 ናይ 2011/12 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን፣ መለለዩ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ መስከረም 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ፤

2 ሰነድ ጨረታ ነነብሲወከፍ 50 ቅርሺ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ክትመልኡ ይግባእ፡፡

3 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ዘቅርብ

3 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ  ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ንነብሲወከፍ 10000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘትሕዝ፤

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልታት ይከውን፡፡

10 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 06/02/2012ዓም ክሳብ 24/02/2012 ዓም ኮይኑ ጨረታ 24/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo