ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ወረዳ ወልቃይት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ማይጥምቀት 1 ቅብብሎሽ ምስመትረቡ ኣብ ጣብያ ላምባብቅርሺ 10 ናይ ሓበር ዒላ ኧበ ጣብያ ቀላመ 5 ናይ ሓበር ዒላ ብናይ ዘለቃሊ ልምዓት ሾቶታት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ