ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ማይጥምቀት 1 ቅብብሎሽ ምስመትረቡ ኣብ ጣብያ ላምባብቅርሺ 10 ናይ ሓበር ዒላ ኧበ ጣብያ ቀላመ 5 ናይ ሓበር ዒላ ብናይ ዘለቃሊ ልምዓት ሾቶታት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት

ብመሰረት እዚ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረ ቋሒ

  1. ኣብ Â 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
  2. ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ን ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫትን ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  4. ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ኣታዊ ዝገበረሉ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  5. ካብ ሚኒስቴር ሃፍቲ ማይ ወይድማ ካብ ክልል ቢሮ ሃፍቲ ማይ ዝትዉሃቦም ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. እቲ ሰነድ ከይተነፃፀለ ናይ ተጫራታይ ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ
  7. ነቲ ዝካየድ ጨረታ መክበሪ ዉዕሊ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንነፍስወከፍ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ 25000 ቅርሺÂ ከምኡን Â ሓባር ዒላ 3000 ቅርሺ ንነፍስወከፎም ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ወይዉን ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  8. እቲ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  9. ሰነድ ጨረታ ንቅብብሎሽ ካብ 22 ለካቲት 2008 ዓም Â ክሳብ 09 መጋቢት 2008 ዓም ኣብዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓትን መዓልትን ዘይመለስ 100 ቅርሺ ንናይ ሓባር ዒላ ካብ 22 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 13 መጋቢት 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ንነፍስወከፍ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉÂ ተፃሒፉ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታÂ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎም
  10. እቲ ጨረታንቅብብሎሽ ምስመትረቡ Â 09 መጋቢትÂ 2008 ዓ ምÂ ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 Â ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. እቲ ጨረታ ንናይ ሓባር ዒላ Â 13 መጋቢትÂ 2008 ዓ ምÂ ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 Â ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 0913752211

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሞባይልÂ ቁፅሪ 0914498497 ወይ 0913752211 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo