ኣብ 2008 ዓ/ም ከስረሖም ካበ ዝሓዞም ፕሮጅክታት ኣብ ምምር ዋና ግቢ ዝረከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ክ/ከ/ዓይደር ተሃዲሙ ዘሎ Gተ1 ንምስራሕ ብደረጃ 10ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ምሩፅ ሓመድ ናይ መሰቦ ካብ ናይ መሰቦ ካሪ ሳይት ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ /ሲኖትራክ/ ብምፅዓን ኣብ ናይ ክፍለ ከተማና ዝተፈላለዩ ቦታታት መንገዲ ጋርጋንት ዘድለዩም መንገድታት ብምጉዕዓዝን ንምርገፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ