ኣብ 2008 ዓ/ም ከስረሖም ካበ ዝሓዞም ፕሮጅክታት ኣብ ምምር ዋና ግቢ ዝረከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ክ/ከ/ዓይደር ተሃዲሙ ዘሎ Gተ1 ንምስራሕ ብደረጃ 10ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ክ/ከ/ዓይደር

1 ናይ ዚ ዓመት ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ /ላ/

2 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስርትን ዝወሃብ ብርኪ ትካል ዝገልፅ ሰርቲፌኬት ዘቅርቡ/ ባ/

3  ናይ ቲን ሰርቲፊኬት ዘለዎ/ ዋ

4 መክበሪ ጨረታ ካብ ዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ መልክዕ ዘቅርብ ኮይኑ ብኢያ ብሄራዊ ባንክ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝወሃብ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ብባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቸክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ /ላ

5 ተጫረቲ እቲ ፕሮጅክት በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ስራሕቲ እቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 90 ተካታተልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

6 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 04/01/2008 ዓም ክሳብ 18/01/08 ዓ/ም ዘይምለስ 50 እናከፈሉ ኣብ ስራሕ ማዓልትን ሰዓትን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 8 ሰነድ ይዉሰዱ

7 ተጫረቲ ሓደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፕን በይኑ ፓስታ ብምዕሻግ ኣብ ላዕሊ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣድራሻን ከምኡ ዉን ኦርጅናልን ኮፕን ተፈልዩ አብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተጠሚሩ ናብቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 18/01/ 08 ዓ/ም ሰዓት ኣርባዕተ ናይ ቅድሚ ሰዓት ከእትዉ አለዎም

8 ጨረታ ብዕለት 18/01/2008 ዓም ሰዓት አርባዕተ ተዓፅዩ (4:00) ኣርባዕተን ፈረቃን (4:30) ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ክ/ከተማና ወይ ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo