ሊዝ ጨረታ ቁዕሪ 02/2017 ምግዋሕ ይምልከት ናይ ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ሽረ-እ/ሰላሴ

ኣብ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ፈርኒቸር ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ከዳሰተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ሽድሽተ ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል ክልተ ፕሎት ሞል ብድምር ሸሚንተ ፕሎት ከምእዉን ኣብ ከተማና ዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ ሸዉዓተ ዕደጋ ማእከል ማሕበራት ድምር ዓሰርተ ሓሙሽተ ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍል ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ መብራህቲ ትራፊክ ብደረጃ ሓሙሽተ ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ