ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።