ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።

ማሕበር ኣክስዮን ዓለም ለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላትኒየም

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም። ንተዓወቲ እዚ ጨረታ ብስልክን ብምልክታን ከምእነፍልጥ ንሕብር።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ፡-

1. ዝትሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. ኣብ ምድላው ተመሳሳሊ ሰነዳት ዘለዋም ተሞክሮ ምስ ሙሉእ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

ኣድራሻና፡-ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን፤ ቀበሌ 16፤ ከባቢ ኮሌጅ ሸባ፤ ፊትንፊት ፈታ ፋሽን።

ቁጽሪ ስልኪ፡ _ +251988078976

Email-innovation@lfnti.com

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo