ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብወረድኡ ንዝርከብ ኣብ ምዝዛም ዘሎ ዓብይ ህንፃን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ትራንስፎርመር ንምትካል ኤሌትሪካል ፕላን ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትክእሉ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መሰረት ብምግባር ክትጫረቱ ትክእሉ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ንብረት ብምድብ መቂሉ መለት እዉን ብምድብ ሐደ ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምድብ ክልተ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብምድብ መቂሉ ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ ሰለስተ መሳርሒ ፅሬት : ምድብ ኣርባዕተ ሞተር ሳይክል : ምድብ ሓሙሽተ ናይ መኪና ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ስሩዕ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መነግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መሰርሒ : መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት መፅዓኒ፣ መራገፍን ክሳብ እቲ ዝተነፅረ ቦታ መጎዓዐዝን ሓዊሱ ከምኡ እውን ሓሸዋን ፀፀርን ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ንዘፈር ቁጠባ ዓብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጠቀማሎም ኣብቲ ዝተዘረዘሩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ኣፋዉሱን መሳርሒኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ