ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብወረድኡ ንዝርከብ ኣብ ምዝዛም ዘሎ ዓብይ ህንፃን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ትራንስፎርመር ንምትካል ኤሌትሪካል ፕላን ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትክእሉ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መሰረት ብምግባር ክትጫረቱ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 በቲ መስመር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ቲን ናምበር ማለት እዉን ከፋላይ ግብሪ ከተቕርቡ እትክእሉ

2 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቫት ማለት እዉን መለለይ ከፋላይ ግብሪ ተመዝገብቲናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

3 ካብ ሕጋዊ ትካል ናይ ኤሌክትሪካል ሳይንስ ዘለዎም

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ

5 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ በስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ንሎት ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4፡30 ይክፈት

8ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ  ሽዑ ንሽዑ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 39 04 02 /03 43 39 06 61/03 43 38 00 12

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo