ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ጨረታ ንመንበሪ 86 ፣ ንትካላት 7ተ ፣ ንሕዉስዋስ 45ተን ፣ ንመዐደሊ ነዳዲ 1 ብድምር 139 ብሎት ብምደላዉ ናብ ተጠቀምቲ ብሎት አወዳዲሩ ከሕልፍ ስለ ዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ ጣብያ ማይ ወዲ ዓንባራይ ዝርከብ ሃሌሎ ጥዕና ጣብያ MCH1 ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ፍቃድ ዘለኩም ኣናእሽተይ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ንግዲ ወይ ብዉልቀ ወይ ብማሕበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ንቤት መዘጋጃ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ቤተ መዘጋጃ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ኣብ ጣቢያ ብርሽዋ ካብ ዋና ፅርጊያ ሒዙ ናብ መነሃሪያ ዘዉርድ ናይ ተፋሰስ ስራሕቲ ንምስራሕ ደረጃ 8 BC/GC ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ደኣንት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ