ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

ናይ 2008 በጀት ዓመት ንፅሕፈት መሳርሒ :ንፅሬት መሳርሒ: መፀጋገኒን ንሕጊ ተሃነፅቲ ደቂ አንስትዩ ስነፅበቀ መሰልጠኒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑትን ንተሃነፅቲ ምግቢ ንከቅርብ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት/ ክረክብ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንፅዉዕ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒን ንፅጉማት ሕጊ ተሃነፅቲ መደቀሲ ፍራሽን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ ወርክሾፕ ንብረታት ናይ ቁንጅና ሳሎን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንፅዉዑ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ