ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ እትርከብ መለስ ዩኔን ዕ/ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ከብ ለካቲት 20/2007 ዓ/ም ክሳብ እዚ ደብዳቤ ዝተፃሓፈሉ ዕለት ዘሎ ናይ ስራሕ ምንቅስቃሰ ብናይ ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ክትግብር ትደሊ፤ ስለዝኾነ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ ብሽርክና ዝተዳለወ ይኹን ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ከተማ ሳምረ ዝርከብ መለስ ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ሕ/ስራሕ ማሕበር ኣብ ከተማ ሳምረ ዝተዓደሎ ናይ ድርጅት ቦታ ናይ 2ይ ደብሪ ስላብ / ድምድምት/ ዘሎ ስራሕቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር እናኸፈልኩም ካብቲ ማሕበር ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ