ኣብ ከተማ ሳምረ ዝርከብ መለስ ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ሕ/ስራሕ ማሕበር ኣብ ከተማ ሳምረ ዝተዓደሎ ናይ ድርጅት ቦታ ናይ 2ይ ደብሪ ስላብ / ድምድምት/ ዘሎ ስራሕቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር እናኸፈልኩም ካብቲ ማሕበር ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ

መለስ ዩኔን ዕቋርን ልቋሕን ሕብረት ሰራሕ ማሕበር

1 ተጫረቲ ብ ደረጃ 8ተ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ልምዲ ዘለዎም ክኮን ኣለዎ

2 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረተሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 90 ተኸታተልቲ መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክቡ ኣለዎም

3 መኸበሪ ጨረታ ዝምልከት ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ዉዕሊ ክኣስር እንከሎ ነቲ  ዝስራሕ ሕነፃ ተመጣጣኒ ገንዘብ ብቼክ ወይ ካዓ ናይ ገዛ ፕላን ከም ዋሕስ ናብ መለስ ዩኔን ማሕበር ዘቅርብ ኮይኑ እቲ ፕሮጀክት ምስተወደአ ብዉዕሉ መሰረት ምስ ተወደአ ናብ ዉዕሊ ተቐባሊ ተመላሽ ይከዉን

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ኣብቲ ዝስርሓሉ ቦታ መለስ ዩኔን ኮይኑ ተጫረቲ ዝመለእኹምዎ ዋጋ ብምዕሻግ ናብቲ ማሕበር ኣታዊ ዝገበርኩም ኣብቲ ዝተገለፀ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 54 05 70 / 09 14 53 89 97/ 09 14 48 64 61

  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo