ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢነዱስትሪ ኃ. ዝተ .ዉ ማሕበር ኣብ 2008 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕል ክኣስር ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ተረፈ ምህርቲ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ን6ተ ወርሒ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቅሑን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓ . ዝተ. ዉ ማሕበር ኣብ 2011 ዓም ካኣብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ