ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ን6ተ ወርሒ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቅሑን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢድዱስትሪ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናይ 2009 ዓም ግበሪ ዝከፈለ

2 ተጫራታይ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝርዝር ተረዲኡ ክመልእ አለዎ

3 እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ኣድላይቲ ናይ ፍቃድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ይግባእ

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 20000 ዒስራ ሽሕ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ፋብሪካ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 14/3/2010 ክሳብ 20/3/2010 ዓም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ዉቅሮ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 25 ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ብምዉሳድ ብንፁር መሊኦም ናብ ዝተኣሸገ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብምእታዉ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 20/3/2010 ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ጊዜ ሰዓት 4:00 ይከዉን

ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ Â ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914313989 0914033544Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo