ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሸባ ሌዘር ኢድዱስትሪ ሓ/ዝ/ወ/ማ

ናይ ጨረታ ዓይነት

1 ዝዉሓቱ 45 ሜትር ጎኒ 3.6 ሜትር ብተወሳኪ 15 ሜትር ቁመት 7.2 ሜትር ስፍሓት ጠቅላላ 270 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ መንገዲ ንምስራሕ

2 ንዉሓቱ 50 ሜትር ጎኑ 4 ሜትር ብተወሳኪ 15 ሜትር ቁመት 7.2  ሜትር ስፍሓት ጠቅላላ 308 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ መንገዲ ንምስራሕ

3 ዝተጠቐሰ ክልቲኡ መንገዲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ይስራሕ

  • ኣብ ላዕሊ ዝተኾመረ ጎሓፍ ምስተልዓለ ማለት ዉን ትኽኽለኛ መሬት ምስተረኸበ 40 ሳሜ ጥልቀት ይኮዓት: ተደዓዲጉ 5 ሳ.ሜ ሐሸዋ ይምላእ 20 ሳሜ መሻሻታ ይምላእ: 25 ሳሜ ኣርማትራ ይምላእ
  • ንዉሓቱ 38 ብ 12.5 ሜትር ዝኾነ ገዛ 50 ሳ.ሜ ብምኹዓት : 20 ሳሜ ንዝተኹዓተ ሓመድ መሊእካ ብምድግዳግ ከምኡ ድማ 30 ሳ.ሜ እምንን ኮንክሪትን ብኤጋ ቆርቆሮ ላዕሊኡ ንምስራሕ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

1 ንግዲ ፍቓዱ/ዳ ደረጃ 8 ወይም ድረጃ 10 ዝኾነ

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ/ት

3 ንኽልቲኤን መንገድታት ብተናፀል ኣብ ክንደይ ጊዜ ወዲኦም/አን ከም ዘረክቡ/ባ ክገልፁ/ፃ ይግባእ

4 እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምሰ አድለይቲ ናይ ፍቃድ ሰነዳት ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርቡ/ባ ይግባእ

5 ናይ ጨረታ ብር 3000 ቼክ ወይ ድማ CPO ከትሕዝ ዝክእል

ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐርበሉ ጊዜ ካብ 12/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 24/2/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጎሆ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ወቅሮ ኮይኑ ጨረታ ዝክፍተሉ ዕለት 24/2/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽፈት

ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ወይ ድማ በቲ ጨረታ እንተዘይተስማሚዑ በቲ ዝቐረበ ጨረታ ንምቅፃል ኣይግደድን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo