ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድን ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድ ንእሹተይ ቪትዝ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ንምሻጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ተፈለለዩ ናይ መኪና አቅሑት ማለት ድማ ጎማ : ሻራ : ጠረጰዛ : መዓፆ ወነበር ስብርባር ቴንዲኖ: ዝተፈላለዩ ስብርባር ሓፂን : በርሚል ቁምሳጥን (ሸልፍ) ባትሪ ሓጺን ሩፍሩፍ: ክሸይጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣