ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድን ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ይደሊ

መጓዓዓዝያ ለም

1 በዚ መሰረት ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተበበሩት ነዳዲ መዐደሊን ኣብኣዲስ አበባ ቃሊቲ መንገዲ ቁስቆም ማርያም ዝርከብ ሰብለ ጋራጅ ዝርከብ ተሽከርከርቲ ካብ ጉንበት 15/9/2010 ዓም ክሳብ 29/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ግልፂ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ

2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ዋጋ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳደ መዓደሊ ን ኣብ ኣዲስ አበባ መንዲ ሳሪስ ተክለሃይማኖት ህንፃ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo