ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ አገልግሎት እትህብ ተሽከርካት ዓባይ መኪና ፋዋ ዳምፕ ትራክ ብበዝሒ ጎማ 11 ዓይነት Pirly 8 ናይ ድሕሪት ረጊድ ስኒ ሰለስተ ናይ ቅድሚት ቀጢን ስኒ ስለዝደየት ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ውሽጣ ውሽጢ ፅርጊያ ሓመድ ኣፅዒኑ ከምልእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ኤክስካቫተር ወይ ሎደር ሰብ ዋና ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት እትህብ ገልባጭ ዝውዕል ማለት ናይ ዓባይ መኪና ዩወዳም ትራክ በዝሒ ጎማ 12 ዓይነት ኣይለስ 8 ናይ ድሕሪት ረጊድ ስኒ ምስ ካላማደሪያን ፍላፕን 4 ብሪጅቶን ስኒ ምስ ካላማደሪያን ፍላፕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ሓፂን መፂን ናይ ቢሮ ፣ ብሽኪሌታን ፣ ዉፂኢት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ክትጫረቱ ይዕድም፡፡