ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓ/ጉዶም ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ተኽልታት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 27/11/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ በቲ ዘርፊ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ንምግዛእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት ናይ ደግ መብራህቲ ፉሎረሰንት ባዉዛ በዝሒ 100 ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ