ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ንኩለን ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዘዉዕል መሳረሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ካልኦትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሰቲት ሑመራ ተሽከርከርቲ ማሽነሪታትን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ካብ ኣታዊኡ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ የዕድም

ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ንበዓል ኾኾብ ሆቴልን ማእኸል ዕዳጋን ንምትሕልላፍ ኣብ 2012ዓ/ም ን 2ይ ዙር ዝቀረበ ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ምም/ር /ልምዓት ማነጅመንት መሬትን ብመልክዕ ሊዝ ናብ ተጠቀምቲ ዝመሓለለፉ ቦታታት መበገሲ ዋጋ ጨረታ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ