ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ያመሃ ሞተር ሳይክል አጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕትና መረዳእታ መሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ማእከል ኣሰፋቲ ዝተተከሉ ተክልታት ሓፁር ምሕፃር 2 ኣብ ከተማና ብጭቃ ኣፀጋሚ ዝኮኑ ቦታታት ጋራንቲ ንምፍሳስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 17 ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓትን ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ሀገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ሊዝ ጨረታ መንበሪ ዝኸውን 4ተ ፕሎትን ንድርጅት ዝኸውን 10ተ ፕሎትን ከጫርት ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር።

ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ናይ መብራህቲ ፓሎታት (ዓምዲታት) ንምትካል ስለዝደለየ ነዚ ዘድልዩ ናይ መብራህቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት • ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሒ ኣቅሑት

ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::