ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ያመሃ ሞተር ሳይክል አጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕትና መረዳእታ መሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት : ድክልሬሽን ዝተሐደሰ

3 ሰነድ መዕደጊ ዘይመለስ 100 ቅርሺ

4 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 26/3/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/4/2010 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ይከዉን

5 ጨረታ ሰነድ መረከቢ ጊዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ዝዕፀወሉ ድማ 16/4/2010 ዓም ሰዓት 6:00

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 15 መዓልቲ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 16/4/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ይከዉን

8 ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ኮይኑ 3000 ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብት

11 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343390210 ምሕታት ይከኣልÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo